ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ኣብ ጥቓ ሞንሮቭያ፡ ላይበርያ ይምስክሩ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ጥሪ 2018

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

መጽሓፍ ቅዱስ ሎሚ እውን ጠቓሚ ብዛዕባ ምዃኑ ዚገልጽ ንመርኣዪ ዚኸውን ተኸታታሊ ዝርርብ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ”

ዮሃንስ፡ ምሉእ ብምሉእ ውፉይ ኰይኑ ፍቓድ ኣምላኽ ብምግባር፡ ቀሊል ናብራ ይነብር ነይሩ። ኣብዚ ግዜ እዚ ቐሊል ናብራ ምንባር፡ ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ ብዙሕ ክንዓዪ ይሕግዘና እዩ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሱስ ኣብ ከረን ካብ ዝሃቦ ስብከት እንረኽቦ ትምህርቲ

መንፈሳዊ ነገራት ምህራፍ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ መንፈሳዊ ምግቢ ናይ ምምጋብ ልማድና ኸመሓይሾ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ክርስትያናዊ ህይወት

ቅድም፡ ምስ ሓውካ ተዓረቕ—ብኸመይ፧

የሱስ ምስ ሓውና ብዛዕባ ምትዕራቕን ቅቡል ብዝዀነ መገዲ ንኣምላኽ ብዛዕባ ምምላኽን እንታይ እዩ ምሂሩ፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ድለዩ

ክንጽሊ ኸለና ብቐዳምነት ኬገድሰና ዘለዎ እንታይ እዩ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣይትጨነቑ

የሱስ ኣብቲ ኣብ ከረን ዝሃቦ ስብከት ንደቀ መዛሙርቱ ኸይጭነቑ ኺነግሮም ከሎ እንታይ ማለት እዩ ነይሩ፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሱስ፡ ሰባት የፍቅር ነበረ

የሱስ ንሰባት ኬሕዊ ኸሎ፡ ሓይሊ ኸም ዘለዎ እኳ እንተ ኣርኣየ፡ ልዕሊ ዅሉ ግና እታ ዓባይ ፍቕሩን እታ ንሰባት ዝነበረቶ ርሕራሐን እዩ ኣርእዩ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሱስ ዕረፍቲ የምጽእ

ክንጥመቕ ከለና፡ ደቀ መዛሙርቲ ብምዃን ኣርዑት የሱስ ስለ እንጸውር፡ ነቲ ኣጸጋሚ ዕዮን ሓላፍነትን ተቐቢልና ኢና፣ ከምዚ ምግባር ግና ዕረፍቲ ዜምጽእ ስለ ዝዀነ፡ ብዙሕ በረኸት ንረኽበሉ ኢና።