ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ጥሪ 2017

9-15 ጥሪ

ኢሳይያስ 29-33

9-15 ጥሪ
  • መዝሙር 42ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ንጉስ ምእንቲ ጽድቂ ኺነግስ እዩ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኢሳ 32:1—እቲ ምእንቲ ጽድቂ ዚነግስ ንጉስ፡ የሱስ ክርስቶስ እዩ (w14 15/2 6 ¶13)

    • ኢሳ 32:2—እቲ ዝነገሰ የሱስ ነቲ መጓሰ ዚከናኸኑ መሳፍንቲ የዳሉ (ip-1-E 332-334 ¶7-8)

    • ኢሳ 32:3, 4—ህዝቢ የሆዋ፡ ጽድቂ ኼርእዩ ዚሕግዞም መምርሕን ስልጠናን ይውሃቦም (ip-1-E 334-335 ¶10-11)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኢሳ 30:21—የሆዋ ንኣገልገልቱ መምርሒ ዚህቦም ብኸመይ እዩ፧ (w14 15/8 21 ¶2)

    • ኢሳ 33:22—የሆዋ ንህዝቢ እስራኤል ፈራዲኦም፡ ሓጋግ ሕጎም፡ ንጉሶም፡ ዝዀነ መዓስን ብኸመይን እዩ፧ (w14 15/10 14 ¶4)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 30:22-33

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp17.1 ገበር—ንሓደ ዝሓረቐ ብዓል ቤት መልሲ ምሃብ።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp17.1 ገበር—ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ሞባይል ኣንብብ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lv 31-32 ¶12-13—ብኸመይ ልቡ ኸም እትትንክፍ ኣርኢ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 20

  • “ካብ ንፋስ ከም መሕብኢ” (ኢሳ 32:2)፦ (9 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • “ኣብ ኣኼባታት ብኣቓልቦ ስማዕ”፦ (6 ደቒቕ) ነታ ኣብ ኣኼባታት ብኣቓልቦ ስማዕ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ቈልዑ ናብ መድረኽ ዓዲምካ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕተቶም፦ ኣብ ኣኼባታት ብኣቕልቦ ኸም ዘይትሰምዑ ኺገብረኩም ዚኽእል እንታይ እዩ፧ ኖህ ነታ መርከብ ብኸመይ ኪሰርሓ ኸም ዘለዎ የሆዋ ኺገልጸሉ ኸሎ ብኣቓልቦ እንተ ዘይሰምዕ ነይሩ፡ እንታይ መጋጠመ፧ ቈልዑ ኣብ እዋን ኣኼባ ብኣቓልቦ ኺሰምዑ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 6 ሕ.ጽ. 1-14

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 38ን ጸሎትን