ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ጥሪ 2017

2-8 ጥሪ

ኢሳይያስ 24-28

2-8 ጥሪ
  • መዝሙር 12ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • የሆዋ ንህዝቡ ይከናኸኖም”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኢሳ 25:4, 5—የሆዋ ንዅሎም እቶም ኬገልግልዎ ዚደልዩ ሰባት መንፈሳዊ መዕቈቢ እዩ (ip-1-E 272 ¶5)

    • ኢሳ 25:6—የሆዋ ኣኺሉ ዚተርፍ መንፈሳዊ ምግቢ ኪቕርብ ዝኣተዎ ቓል ይፍጽም (w16.05 24 ¶4፣ ip-1-E 273 ¶6-7)

    • ኢሳ 25:7, 8—ሓጢኣትን ሞትን ንሓዋሩ ኺጠፍእ እዩ (w14 15/9 26 ¶15፣ ip-1-E 273-274 ¶8-9)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኢሳ 26:15—የሆዋ “ዅሉ ዶባት እታ ምድሪ” ኼስፍሕ ከሎ፡ ንሕና ብኸመይ ክንሕግዝ ንኽእል፧ (w15 15/7 11 ¶18)

    • ኢሳ 26:20—እቲ ብትንቢት እተነግረ “ውሽጣዊ ኽፍልታት” ንምንታይ ዜመልክት ኪኸውን ይኽእል፧ (w13 15/3 23 ¶15-16)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 28:1-13

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ኣብቲ “ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት” እተመስረተ ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ኣብ ወርሒ ጥሪ፡ ኣስፋሕቲ፡ ብሮሹር ብስራት ኣምላኽ ኬበርክቱ ይኽእሉ እዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 138

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ) ከም ኣማራጺ፡ ነቲ ኻብ መጽሓፍ ዓመት ዝረኸብኩምዎ ትምህርቲ ተመያየጡሉ። (yb16-E 140-142)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 5 ሕ.ጽ. 14-26ክለሳ ምዕራፍ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 50ን ጸሎትን