ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ጥሪ 2016

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 2 ዜና መዋእል 29-32

ናይ ሓቂ ኣምልኾ ጻዕሪ ይሓትት

ናይ ሓቂ ኣምልኾ ጻዕሪ ይሓትት
ኣርኢ
ጽሑፍ
ስእሊ

ህዝቅያስ ብቘራጽነት ነቲ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ናብ ዝነበሮ መለሶ

29:10-17

  • 746-716 ቅ.ክ.

    ግዝኣት ህዝቅያስ

  • ኒሳን 746 ቅ.ክ.

    • 1-8 መዓልቲ፦ ናይ ውሽጢ ኣጸድ ኣጽረየ

    • 9-16 መዓልቲ፦ ቤት የሆዋ ኣጽረየ

    • ንዅሎም እስራኤላውያን ንምትዕራቕን ናይ ሓቂ ኣምልኾ ንምምላስን ጻዕሪ ኺግበር ተጀመረ

  • 740 ቅ.ክ.

    ሰማርያ ወደቐት

ህዝቅያስ ንዅሎም ቅኑዕ ዝልቦም ሰባት፡ ንኣምልኾ ኺእከቡ ጻውዒት ኣቕረበሎም

30:5, 6, 10-12

  • ፋስጋ ኼብዕሉ ዚእውጃ ደብዳበታት ዜብጽሑ መልእኽተኛታት ካብ ብኤር-ሸባዕ ክሳብ ዳን፡ ናብ ምልእቲ እታ ሃገር ተላእኩ

  • ገሊኦም እኳ እንተ ኣላገጹ፡ ብዙሓት ግና ጽቡቕ ምላሽ ሃቡ