ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ጥሪ 2016

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 2 ዜና መዋእል 33-36

የሆዋ ንናይ ሓቂ ንስሓ ኣኽቢሩ ይርእዮ

የሆዋ ንናይ ሓቂ ንስሓ ኣኽቢሩ ይርእዮ
ኣርኢ
ጽሑፍ
ስእሊ

ምናሴ

ብኣሶራውያን ኪማረኽን ብመቝሕ ተኣሲሩ ናብ ባቢሎን ኪውሰድን የሆዋ ፈቐደ

ከይተማረኸ ኸሎ ዝነበረ ግዝኣት

  • ንናይ ሓሶት ኣማልኽቲ መሰውኢታት ሰርሐ

  • ንደቁ ሰውኦም

  • ንጹህ ደም ኣፍሰሰ

  • ኣብ መላእ እታ ሃገር መናፍስታዊ ተግባራት ኣስፋሕፍሐ

ካብ ምርኮ ምስ ተመልሰ ዝነበረ ግዝኣት

  • ኣዝዩ ርእሱ ኣትሓተ

  • ናብ የሆዋ ጸለየ፣ መስዋእቲ ኣቕረበ

  • መሰውኢታት ናይ ሓሶት ኣማልኽቲ ኣርሓቐ

  • ነቶም ህዝቢ ንየሆዋ ኼምልኽዎ ኣተባብዖም

ዮስያስ

ኣብ ዚገዝኣሉ እዋን

  • ንየሆዋ ደለዮ

  • ንይሁዳን ንየሩሳሌምን ኣጽረየን

  • ቤት የሆዋ ጸገነ፣ መጽሓፍ ሕጊ ረኸበ