ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ግንቦት 2017

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 35-38

ዔቤድ-ሜሌክ ናብ ንጉስ ጼዴቅያስ ይቐርብ

ዔቤድ-ሜሌክ ናብ ንጉስ ጼዴቅያስ ይቐርብ

ዔቤድ-ሜሌክ ኣብ ቤተ መንግስቲ ንጉስ ጼዴቅያስ ብዓል ስልጣን እዩ ነይሩ፣ ኣምላኻዊ ባህርያት ድማ ኣርኣየ

38:7-13

  • ምእንቲ ኤርምያስ ኢሉ ትብዓት ዝመልኦ ቕልጡፍ ስጕምቲ ብምውሳድ ናብ ንጉስ ጼዴቅያስ ቀሪበ፡ ንኤርምያስ ድማ ካብቲ መዕቘር ማይ ኣውጽኦ

  • ንኤርምያስ ካብቲ መዕቘር ማይ ኪስሕብዎ ኸለዉ እቲ ገመድ ምእንቲ ኸይሕርሕሮ፡ ኣብ ትሕቲ ትሽትሹ ዚገብሮ ልስሉስ ኣጭርቕትን ክዳውንትን ብምሃብ ለውሃት ኣርኣየ