ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ግንቦት 2017

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 49-50

የሆዋ ንትሑታት ይባርኾም፡ ንዕቡያት ግና ይቐጽዖም

የሆዋ ንትሑታት ይባርኾም፡ ንዕቡያት ግና ይቐጽዖም

50:4-7

  • የሆዋ ነቶም እተነስሑ እስራኤላውያን ካብ ምርኮ ሓራ ምስ ኣውጽኦም፡ ብታሕጓስ ነብዑ

  • ምስኡ ንዝነበሮም ኪዳን ኣሐድስዎ፣ ናብ የሩሳሌም ተመሊሶም ድማ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ናብ ዝነበሮ ንምምላስ ነዊሕ ጕዕዞ ተጓዓዙ

50:29, 39

  • ትዕቢተኛ ባቢሎን ንህዝቢ የሆዋ ስለ ዝጨቈነቶም፡ ከም እትቕጻዕ ተነግረ

  • ከምቲ ብትንቢት እተነግረ፡ ባቢሎን ሰብ ዘይነብረላ ባድም ኰነት