ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ግንቦት 2017

29 ግንቦት–4 ሰነ

ኤርምያስ 49-50

29 ግንቦት–4 ሰነ
  • መዝሙር 74ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • የሆዋ ንትሑታት ይባርኾም፡ ንትዕቢተኛታት ግና ይቐጽዖም”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኤር 50:4-7—ርእሶም ኣትሒቶም እተነስሑ ተረፍ እስራኤላውያን ካብ ምርኮ ወጺኦም ናብ ጽዮን ይምለሱ

    • ኤር 50:29-32—ባቢሎን ብትዕቢት ኣንጻር የሆዋ ስለ እተመላለሰት ክትጠፍእ እያ (it-1-E 54)

    • ኤር 50:38, 39—ባቢሎን፡ ዳግም ሰብ ኣይኪነብረላን እዩ (jr 161 ¶15፣ w98 1/4 20 ¶20)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኤር 49:1, 2—የሆዋ ንዓሞናውያን ዝገንሖም ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 94 ¶6)

    • ኤር 49:17, 18—ኤዶም ከም ሶዶምን ጎሞራን ዝዀነት ብኸመይ እያ፧ ስለምንታይከ፧ (jr 163 ¶18ip-2-E 351 ¶6)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 50:1-10

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) T-32—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) T-32—ነቲ “ነዚ ዚስዕብ ሕሰበሉ” ዚብል ክፍሊ ተመያየጡሉ፦ ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) w15 15/3 17-18—ፍረ ነገር፦ ኣብዚ ቐረባ ዓመታት፡ ጽሑፋትና ሓደ ጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ ጽላሎት ናይ ዚመጽእ ዝዓበየ ነገር ከም ዝዀነ ብዙሕ ዘይገልጽ ስለምንታይ እዩ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 41

  • ነቲ ሰርወ ኣውጽኣዮ፦ (15 ደቒቕ) ነታ ነቲ ሰርወ ኣውጽኣዮ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦ እቲ ሓው ዕቡይን ነቓፍን ምዃኑ ዘርኣየ ብኸመይ እዩ፧ ኣተሓሳስባኡ ኼዐሪ ዝሓገዞ እንታይ እዩ፧ ብኸመይከ ተጠቒሙ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 16 ሕ.ጽ. 1-15

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 52ን ጸሎትን