ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ግንቦት 2017

22-28 ግንቦት

ኤርምያስ 44-48

22-28 ግንቦት
  • መዝሙር 35ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ‘ንርእስኻ ዓበይቲ ነገራት’ ኣይትድለ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኤር 45:2, 3—ባሩኽ በቲ ግጉይ ኣተሓሳስባኡ ተጨነቐ (jr 104-105 ¶4-6)

    • ኤር 45:4, 5ሀ—የሆዋ ንባሩኽ ብለውሃት ኣረሞ (jr 103 ¶2)

    • ኤር 45:5ለ—ባሩኽ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣብ ዝዀነ ነገር ሳላ ዘተኰረ ህይወቱ ኣድሓነ (w16.07 8 ¶6)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኤር 48:13—ሞኣባውያን ‘ብከሞሽ ዝሓፈሩ’ ስለምንታይ እዮም፧ (it-1 430)

    • ኤር 48:42—የሆዋ ኣንጻር ሞኣብ እተዛረቦ ኸቢድ መልእኽቲ፡ እምነት ዜደልድል ስለምንታይ እዩ፧ (it-2 422 ¶2)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 47:1-7

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) hf—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) hf—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lv 199 ¶9-10—ብዛዕባ ዜሕልፎ ዘሎ ፍሉይ ፈተና ብኸመይ ምርምር ኪገብር ከም ዚኽእል ብሓጺሩ ኣርእዮ።

ክርስትያናዊ ህይወት