ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ግንቦት 2017

15-21 ግንቦት

ኤርምያስ 39-43

15-21 ግንቦት
  • መዝሙር 150ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • የሆዋ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ግብሩ ይፈድዮ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኤር 39:4-7—ጼዴቅያስ ንየሆዋ ስለ ዘይተኣዘዘ፡ ሳዕቤን ተግባሩ ዓጸደ (it-2-E 1228 ¶4)

    • ኤር 39:15-18—የሆዋ ንዔቤድ-ሜሌክ፡ ኣብኡ ስለ እተወከለ ሞሳኡ ገለጸሉ (w12 1/5 31 ¶5)

    • ኤር 40:1-6—የሆዋ ነቲ እሙን ኣገልጋሊኡ ዝዀነ ኤርምያስ ተኸናኸኖ (it-2-E 482)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኤር 42:1-3፣ 43:2, 4—ካብቲ ዮሓናን ዝገበሮ ጌጋ እንታይ ንምሃር፧ (w03 1/5 10 ¶10)

    • ኤር 43:6, 7—ኣገዳስነት እቲ ኣብዚ ፍቕድታት እዚ ዘሎ ፍጻመ እንታይ እዩ፧ (it-1-E 463 ¶4)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 40:11–41:3

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 46:10—ሓቂ ምሃር።—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ራእ 12:7-9, 12—ሓቂ ምሃር።—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 153 ¶19-20—ናብ ኣኼባ ዓድሞ።

ክርስትያናዊ ህይወት