ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ግንቦት 2017

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 32-34

እስራኤል ከም እትሕደስ ዚሕብር ምልክት

እስራኤል ከም እትሕደስ ዚሕብር ምልክት
ኣርኢ
ጽሑፍ
ስእሊ

32:9-14

  • ኤርምያስ፡ ግራት ንምዕዳግ ስጕምትታት ወሰደ።

33:10, 11

  • የሆዋ እቶም ንተግሳጹ ምላሽ ዚህቡ ምሩኻት፡ ምሕረት ከም ዚረኽቡን ናብ እስራኤል ከም ዚምለሱን ተስፋ ብምሃብ ሕያውነቱ ኣርኣየ።

የሆዋ፡ ሕያውነት ዘርኣየካ ብኸመይ እዩ፧