ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ግንቦት 2016

23-29 ግንቦት

መዝሙር 19-25

23-29 ግንቦት
  • መዝሙር 43ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ትንቢታት ብዛዕባ እቲ መሲሕ ዝርዝር ሓበሬታ ይህብ”፦ (10 ደቒቕ)

    • መዝ 22:1—ኣምላኽ ነቲ መሲሕ ዝሓደጎ ኸም ዚመስል ተገሊጹ ነይሩ (w11 8/15 15 ¶16)

    • መዝ 22:7, 8—ሰባት ነቲ መሲሕ ይጸርፍዎ (w11 15/8 15 ¶13)

    • መዝ 22:18—ንኽዳውንቲ እቲ መሲሕ ዕጫ ኣውዲቖም ከም ዚማቐልዎ ተሓቢሩ ነይሩ (w11 15/8 15 ¶14)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 19:14—ካብዛ ጥቕሲ እንታይ ግብራዊ ትምህርቲ ኽንረክብ ንኽእል፧ (w06 15/5 19 ¶10)

    • መዝ 23:1, 2—የሆዋ ፈቃር ጓሳ ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧ (w02 15/9 32 ¶1-2)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 25:1-22

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh—ካብ ሞባይልካ ጥቕሲ ኣንብብ።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh—እቲ ብዓል ቤት ንዘልዓሎ ሕቶ ኽትምልስ እትሕግዘካ ጥቕሲ ንምርካብ፡ ነቲ ድለ ዚብል ክፋል ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ ተጠቐም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 129-130 ¶11-12—ተመሃራይካ፡ ንመጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪዳሎ ኸሎ ብሞባይሉ ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ ብኸመይ ኪጥቀም ከም ዚኽእል ኣሕጽር ኣቢልካ ኣርእዮ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 55

  • ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ እትጥቀመሉ መገድታት”—2ይ ክፋል፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነተን መጽሓፍ ቅዱሳት ኣራጊፍካ ተጠቐም ከምኡውን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ወይ ኣብ ጽሑፋት ድለ ዘርእስተን ቪድዮታት ወልዓየን፣ ኣሕጽር ኣቢልካ ድማ ተመያየጠለን። ድሕሪኡ፡ ነታ ኣብ ገጽ 8 ኣብ እትርከብ ዓንቀጽ ዘላ ናይ መወዳእታ ንኡስ ኣርእስቲ ተመያየጠላ። ኣስፋሕቲ ንጀይ ዳብሊው ላይብረሪ ኣብ ኣገልግሎት ብኻልእ መገዲ ብኸመይ ከም እተጠቕሙሉ ኺገልጹ ዓድሞም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 10 ሕ.ጽ. 16-24

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 7ን ጸሎትን