ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ግንቦት 2016

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እዮብ 38-42

ምእንቲ ኻልኦት ምጽላይ ንየሆዋ የሐጕሶ

ምእንቲ ኻልኦት ምጽላይ ንየሆዋ የሐጕሶ

የሆዋ ንእዮብ ምእንቲ ኤሊፋዝን ቢልዳድን ሶፋርን ኪጽሊ ትጽቢት ገበረሉ

42:7-10

  • የሆዋ ንኤሊፋዝን ንቢልዳድን ንሶፋርን፡ ናብ እዮብ ብምኻድ ዚሓርር መስዋእቲ ኬቕርቡ ነገሮም

  • እዮብ ምእንታኦም ኪጽሊ ትጽቢት ተገብረሉ

  • እዮብ ምእንታኦም ምስ ጸለየ፡ ተባረኸ

የሆዋ ንእዮብ ስለቲ ዘርኣዮ እምነትን ተጻዋርነትን ኣብዚሑ ባረኾ

42:10-17

  • የሆዋ ንጸበባ እዮብ ኣርሓቖ፣ ምሉእ ጥዕና እውን ሃቦ

  • እዮብ ብዅሉ እቲ ዘሕለፎ ስቓይ ካብ ፈተውቱን ቤተ ሰቡን ናይ ሓቂ ምጽንናዕ ረኸበ

  • የሆዋ ንብልጽግና እዮብ መለሶ፡ ካብቲ ኣቐዲሙ ዝነበሮ ድማ ዕጽፊ ገይሩ ሃቦ

  • እዮብን ሰበይቱን ካልኦት ዓሰርተ ውሉዳት ወለዱ

  • እዮብ ብድሕሪኡ ን140 ዓመት ብህይወት ጸንሐ፣ ኣርባዕተ ወለዶ ናይ ምርኣይ ኣጋጣሚ ኸኣ ረኸበ