ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ግንቦት 2016

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 11-18

ኣብ ድንኳን የሆዋ ጋሻ ዚኸውን መን እዩ፧

ኣብ ድንኳን የሆዋ ጋሻ ዚኸውን መን እዩ፧

ኣብ ድንኳን የሆዋ ጋሻ ዚኸውን ሰብ፡ ዓርኪ ኣምላኽ እዩ፣ እዚ ኸኣ ትእዛዛቱ ይሕሉን ኣብኡ እምንቶ ኣለዎን ማለት እዩ። መዝሙር 15፡ የሆዋ ኻብቶም ኣዕሩኹ ኪዀኑ ዚደልዩ ሰባት እንታይ ከም ዚጽበ ትገልጽ።

ጋሻ የሆዋ ዚገብሮ ነገራት፦

  • ብንጽህና ይመላለስ

  • ብልቡ እውን ሓቂ ይዛረብ

  • ንኣገልገልቲ የሆዋ የኽብሮም

  • ኣብ ኣጸጋሚ ዅነታት እውን ከይተረፈ ቓሉ ይሕሉ

  • ገለ ነገር ኪግበረሉ ኸይተጸበየ፡ ነቶም ሓገዝ ዜድልዮም ይሕግዝ

ጋሻ የሆዋ ዜወግዶ ነገራት፦

  • ወረን ሕሜትን

  • ንብጻዩ ኽፉእ ምግባር

  • ንክርስትያን ኣሕዋቱ ኺብለጸሎም ምጽዓር

  • ምስቶም ንየሆዋ ዘየገልግሉን ዘይእዘዙን ምሕባር

  • ጉቦ ምቕባል