ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሰብ ሓዳር፡ ታብለት ተጠቒሞም ሓቢሮም የጽንዑ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ግንቦት 2016

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛመጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትብሃል መጽሓፍን ንምብርካት ዚኸውን ሓሳባት። ነቲ ኣብነታት ተጠቒምካ ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ምእንቲ ኻልኦት ምጽላይ ንየሆዋ የሐጕሶ

ኣምላኽ ንእዮብ ምእንቲ እቶም ሰለስተ ርሕራሐ ዘይነበሮም ብጾቱ ኺጽሊ ነገሮ። እዮብ ስለቲ ዘርኣዮ እምነትን ተጻዋርነትን እተባረኸ ብኸመይ እዩ፧ (እዮብ 38-42)

ክርስትያናዊ ህይወት

ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ ትጥቀመሉዶ ኣሎኻ፧

ነዚ ኣፕሊኬሽን ብኸመይ ትረኽቦ፧ ኣብ ኣኼባታት ጉባኤን ኣገልግሎትንከ ብኸመይ ይጠቕመካ፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ምስ የሆዋ ሰላም ምእንቲ ኺህልወና ንወዱ የሱስ ከነኽብሮ ኣሎና

ህዝብታት ንስልጣን የሱስ ብኸመይ ረኣይዎ፧ ነቲ ብኣምላኽ እተቐብአ ንጉስ ከነኽብሮ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (መዝሙር 2)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ ድንኳን የሆዋ ጋሻ ዚኸውን መን እዩ፧

መዝሙር ምዕራፍ 15፡ ኣምላኽ ካብቶም ኣዕሩኹ ኪዀኑ ዚደልዩ ሰባት ዚጽበዮ ነገራት ትገልጽ።

ክርስትያናዊ ህይወትና

ጀይ ዳብሊው ላይብረሪ እትጥቀመሉ መገድታት

ነቲ ኣፕሊኬሽን ኣብ መጽናዕትን ኣኼባታትን ኣገልግሎትን ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ትንቢታት ብዛዕባ መሲሕ ዝርዝር ሓበሬታ ይህብ

እቲ ኣብ መዝሙር 22 ዚርከብ ብዛዕባ መሲሕ ዚገልጽ ትንቢታት፡ ኣብ የሱስ ብኸመይ ከም እተፈጸመ ርአ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ትብዓት ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠምት

ከም ዳዊት ትብዓት ንኺህልወና እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧ (መዝሙር 27)