ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ነሓሰ 2017

28 ነሓሰ–3 መስከረም

ህዝቅኤል 39-41

28 ነሓሰ–3 መስከረም
  • መዝሙር 24ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • እቲ ህዝቅኤል ዝርኣዮ ቤተ መቕደስ ምሳኻ ዘለዎ ርክብ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ህዝ 40:2—ኣምልኾ የሆዋ ኻብ ዝዀነ ይኹን ኣምልኾ ንላዕሊ ኽብ ዝበለ እዩ (w99 1/3 11 ¶16)

    • ህዝ 40:3, 5—የሆዋ ነቲ ንንጹህ ኣምልኾ ዚምልከት ዕላማኡ ብርግጽ ኪፍጽሞ እዩ (w07 1/8 10 ¶2)

    • ህዝ 40:10, 14, 16—ንየሆዋ ብቕቡል መገዲ ምእንቲ ኸነምልኾ በቲ ልዑልን ቅኑዕን መለክዒታቱ ኽንነብር ኣሎና (w07 1/8 11 ¶4)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ህዝ 39:7—ደቂ ሰብ ንኣምላኽ ዘይፍትሓዊ ብዝዀነ ነገራት ተሓታቲ ኺገብርዎ ኸለዉ፡ ንስሙ ዜርክስዎ ብኸመይ እዮም፧ (w12 1/9 21 ¶2)

    • ህዝ 39:9—ድሕሪ ኣርማጌዶን እቲ መንግስትታት ዚሓድጋኦ ኣጽዋር ውግእ እንታይ ኪኸውን እዩ፧ (ግ/ዘ 16/8/110 ገጽ 7 ሕ.ጽ 20 ወይ w89-E 15/8 14 ¶20)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ህዝ 40:32-47

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 1 ¶1—ነታ ብስራት ክትሰምዕ ትደሊዶ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ብምልላይ ጀምር። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) ነታ ብሮሹር ኣበርክተሉ።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 1 ¶2—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 1 ¶3-4

ክርስትያናዊ ህይወት