ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ቋንቋ ምረጽ ትግርኛ

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ህዝቅኤል 32-34

ሓላዊ ዘለዎ ኸቢድ ሓላፍነት

ሓላዊ ዘለዎ ኸቢድ ሓላፍነት

ቃል ብቓሉ ሓለውቲ ብዛዕባ እቲ ዚመጽእ ሓደጋ ምእንቲ ኼጠንቅቑ ኣብ መካበብያን ግምብታትን ከተማ ይቘሙ ነበሩ። የሆዋ ንህዝቅኤል ምሳሌያዊ ‘ሓላዊ ቤት እስራኤል ገይሩ ሸሞ።’

  • 33:7

    ህዝቅኤል ንእስራኤላውያን፡ ካብ ክፉእ መገዶም እንተ ዘይተመሊሶም ጥፍኣት ከም ዚመጾም ኣጠንቀቖም

    ሎሚ ኻብ የሆዋ ዝመጸ እንታይ መልእኽቲ ኢና እንእውጅ፧

  • 33:9, 14-16

    ህዝቅኤል ነቲ መጠንቀቕታ ብምቅላሕ ህይወቱን ህይወት ካልኦትን ኬድሕን ከኣለ

    የሆዋ ብሕድሪ ንዝሃበና ህጹጽ መልእኽቲ ኽንእውጅ ኪድርኸና ዘለዎ እንታይ እዩ፧