ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ነሓሰ 2017

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ህዝቅኤል 28-31

የሆዋ ንሓንቲ ኣረማዊት ሃገር ዓስቢ ሃባ

የሆዋ ንሓንቲ ኣረማዊት ሃገር ዓስቢ ሃባ

29:18-20

የሆዋ ንሓንቲ ኣረማዊት ሃገር ስለቲ ዘበርከተቶ ኣገልግሎት ዓስቢ ኻብ ሃባ፡ እሙናት ኣገልገልቱ ንዚዓይይዎ ዕዮ ደኣ እሞ ኽሳዕ ክንደይ ዘየማስወሉ!

ተግባራት ባቢሎናውያን

ከበባ ጢሮስ

መስዋእቲ ባቢሎናውያን

እቲ ብዙሕ መስዋእቲ እተኸፍሎ ኸበባ ጢሮስ 13 ዓመት ወሰደ

ወተሃደራት ባቢሎን ኣካላዊ ስቓይ ወረዶም

  • ባቢሎናውያን ዓስቢ ኣይረኸቡን

  • የሆዋ ንባቢሎን ዓስቢ ሃባ

  • የሆዋ ንባቢሎን፡ ግብጺ ኸም ዓስቢ ገይሩ ሃባ

ተግባራተይ

ከመይ ዝበለ መንፈሳዊ ውግእ እየ ዝዋጋእ፧

መስዋእተይ

ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ኸመይ ዝበለ መስዋእቲ እየ ኸፊለ፧

ካብ የሆዋ ዝረኽቦ ዓስቢ

የሆዋ ዓስቢ ዚህበኒ ብኸመይ እዩ፧