ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ነሓሰ 2016

15-21 ነሓሰ

መዝሙር 102-105

15-21 ነሓሰ
  • መዝሙር 19ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • የሆዋ ሓመድ ምዃንና ይዝክር እዩ”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 102:12, 27—ኣብ እንጭነቐሉ እዋን፡ ኣቓልቦና ኣብቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብ ምግባር ብኸመይ ኪሕግዘና ይኽእል፧ (w14 15/3 16 ¶19-21)

    • መዝ 103:13—የሆዋ ንነፍሲ ወከፍ ልመናና ብኡብኡ ዘይምልሶ ስለምንታይ እዩ፧ (w15 15/4 25 ¶7)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 105:24-45

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g16.4 10-11—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g16.4 10-11—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 164-166 ¶3-4—እቲ ተምሃራይ ነቲ ትምህርቲ ብኸመይ ከም ዚትግብሮ ኼስተውዕል ሓግዞ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 51

  • ንዅሉ እቲ የሆዋ ዝገበረልካ ኣይትረስዓዮ (መዝ 103:1-5)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣነባብራይ ጸሊአዮ ዘርእስታ ቪድዮ jw.org ብምውላዕ ጀምር። (ኣብ ትሕቲ ABOUT US > ACTIVITIES ርአ።) ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጥሉ፦ ንየሆዋ ኽንውድሶ እንታይ ምኽንያት ኣሎና፧ ሳላ ሕያውነት የሆዋ እንታይ በረኸት ኢና ኣብ መጻኢ እንጽበ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 14 ሕ.ጽ. 10-14፡ ኣብ ገጽ 164-165 ዘላ ሳጹንመመላእታ ጽሑፍ ገጽ 222-223

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 33ን ጸሎትን