ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ነሓሰ 2016

ነሓሰ 1-7

መዝሙር 87-91

ነሓሰ 1-7
  • መዝሙር 49ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ኣብ ስቱር ቦታ እቲ ልዑል ተቐመጥ”፦ (10 ደቒቕ)

    • መዝ 91:1, 2—“ስቱር ቦታ” የሆዋ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ብደሓን የንብረና (w10 15/2 26-27 ¶10-11)

    • መዝ 91:3—ሰይጣን ልክዕ ከም ሓደ ኣፈንጣሪ ዑፍ፡ ብመጻወድያ ኺሕዘና ይጽዕር (w07 1/10 26-30 ¶1-18)

    • መዝ 91:9-14—የሆዋ መዕቈቢና እዩ (w10 15/1 10-11 ¶13-14w01 15/11 19-20 ¶13-19)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 89:34-37—ኣየናይ ኪዳን እዩ ኣብዘን ፍቕድታት እዚአን ተጠቒሱ ዘሎ፧ የሆዋ እሙን ምዃኑ ብምሳሌ ዝገለጸኸ ብኸመይ እዩ፧ (w14 15/10 10 ¶14፣ w07 15/7 32 ¶3-4)

    • መዝ 90:10, 12—“ጥበበኛ ልቢ ምእንቲ ኸነጥርስ፡ መዓልትታትና” ብኸመይ ክንቈጽር ንኽእል፧ (w06 15/7 13 ¶4፣ w01 15/11 13 ¶19)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 90:1-17

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ኣስፋሕቲ ናይ ገዛእ ርእሶም ኣቀራርባ ኼዳልዉ ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት