ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ታሕሳስ 2017

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ጸፎንያስ 1–ሃጌ 2

መዓልቲ ቝጥዓኡ ኸይመጸት፡ ንየሆዋ ድለዮ

መዓልቲ ቝጥዓኡ ኸይመጸት፡ ንየሆዋ ድለዮ

ጸፎ 2:2, 3

የሆዋ ኻብ መዓልቲ ቝጥዓኡ ምእንቲ ኺሓብኣና፡ ርእስና ኻብ ምውፋይ ዝበለጸ ነገር ክንገብር ኣሎና። ነቲ ጸፎንያስ ንእስራኤላውያን ዝሃቦም መምርሒ ኽንእዘዞ ኣሎና።

  • ንየሆዋ ድለዮ፦ ምስታ ውድቡ ብምሕባር፡ ምስ የሆዋ ውዕዉዕ ዝዀነ ብሕታዊ ርክብ ኣማዕብል

  • ጽድቂ ድለ፦ የሆዋ ንዘውጽኦ ስርዓታት ጽድቂ ደግፍ

  • ዓቕሊ ድለ፦ ንፍቓድ ኣምላኽ ብትሕትና ተገዛእ፡ ተግሳጹ ኸኣ ተቐበል

ንየሆዋን ንጽድቅን ንዓቕልን ብዝያዳ ኽደሊ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧