ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ታሕሳስ 2017

18-24 ታሕሳስ

ዘካርያስ 9-14

18-24 ታሕሳስ
  • መዝሙር 8ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ኣብ ‘ስንጭሮ እቲ ኣኽራን’ ተዓቘብ”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዘካ 12:3—የሆዋ ‘ንየሩሳሌም፡ ከቢድ እምኒ ዝገበራ’ ብኸመይ እዩ፧ (w07 15/12 22-23 ¶9-10)

    • ዘካ 12:7—የሆዋ ‘ቕድም ድንኳናት ይሁዳ ዜድሕን’ ስለምንታይ እዩ፧ (w07 15/12 25 ¶13)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዘካ 12:1-14

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.6 14-15—ናብ ኣኼባታትና ዓድሞ።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.6ገጽ 14ን 15ን እታ መጽሔት፡ ኣብ ዝሓለፈ ምብጻሕ ተመያየጥኩምላ ኔርኩም ኢኹም። ተመላሊስካ ምብጻሕ ኪግበር ከሎ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ፡ ነቲ ሰብ ድማ ናብ ኣኼባታትና ዓድሞ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) jl ትምህርቲ 5—ናብ ኣኼባታትና ዓድሞ።

ክርስትያናዊ ህይወት