ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ታሕሳስ 2017

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘካርያስ 1–8

“ንሓደ ኣይሁዳዊ ወለል ዚብል ክዳኑ . . . ኣጽኒዖም ሒዞም”

“ንሓደ ኣይሁዳዊ ወለል ዚብል ክዳኑ . . . ኣጽኒዖም ሒዞም”

8:20-23

ካብ ኵሉ ቛንቋታት ኣህዛብ ዝዀኑ ዓሰርተ ሰባት ንሓደ ኣይሁዳዊ ወለል ዚብል ክዳኑ ኣጽኒዖም ሒዞም፡ “ምሳኻትኩም ክንከይድ ንደሊ ኢና” ይብልዎ። ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት፡ ካብ ኵሎም ኣህዛብ ዝዀኑ ሰባት ምስ ቅቡኣት ክርስትያናት ኰይኖም ንየሆዋ ኼምልኽዎ ይውሕዙ ኣለዉ

ሎሚ ኻልኦት ኣባጊዕ ንቕቡኣት ዚድግፉሉ ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧

  • ብምሉእ ልቦም ኣብ ዕዮ ስብከት ይሳተፉ

  • ብምሉእ ልቦም ነቲ ዕዮ ብገንዘብ ይድግፍዎ