ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ታሕሳስ 2017

11-17 ታሕሳስ

ዘካርያስ 1-8

11-17 ታሕሳስ
  • መዝሙር 26ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.6 ገበር—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.6—እታ መጽሔት ኣብ ዝሓለፈ ምብጻሕ ተዓዲላ ነይራ እያ። ተመላሊስካ ምብጻሕ ኪግበር ከሎ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ፡ ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ድማ ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 5 ¶1-2

ክርስትያናዊ ህይወት