ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ታሕሳስ 2016

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኢሳይያስ 6-10

መሲሕ ንትንቢት ፈጺምዎ

መሲሕ ንትንቢት ፈጺምዎ
ኣርኢ
ስእሊ
ጽሑፍ

ኢሳይያስ፡ የሱስ ከይተወልደ ኣማእታት ዓመታት ኣቐዲሙ፡ መሲሕ “ኣብ ዞባ ዮርዳኖስ፡ ንናይ ኣህዛብ ገሊላ” ኺሰብኽ ምዃኑ ተነብዩ ነይሩ እዩ። የሱስ ብስራት እናሰበኸን እናመሃረን ኣብ መላእ ገሊላ ብምኻድ ነዚ ትንቢት እዚ ፈጺምዎ እዩ።—ኢሳ 9:1, 2

  • ናይ መጀመርታ ተኣምር ገበረ —ዮሃ 2:1-11 (ቃና)

  • ሃዋርያቱ መረጸ —ማር 3:13, 14 (ጥቓ ቅፍርናሆም)

  • ኣብ ከረን ሰበኸ —ማቴ 5:1–7:27 (ጥቓ ቅፍርናሆም)

  • ንሓንቲ መበለት ሓደ ወዳ ኣተንስኣላ —ሉቃ 7:11-17 (ናይን)

  • ድሕሪ ትንሳኤኡ ንኣስታት 500 ደቀ መዛሙርቱ ተራእዮም —1ቈረ 15:6 (ገሊላ)