ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ሰነ 2017

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ድጕዓ 1-5

ምጽባይ ክንጻወር ይሕግዘና

ምጽባይ ክንጻወር ይሕግዘና

ኤርምያስ ከቢድ መከራ እናኣጋጠሞ ኽነሱ፡ ኣወንታዊ ኣረኣእያ ሒዙ ኺጻወር ዝሓገዞ እንታይ እዩ፧

3:20, 21, 24, 26, 27

  • ኣምላኹ የሆዋ ናብቶም ዚንስሑ ሰባት ብምሳልያዊ መገዲ ኸም ‘ዚደንን፡’ ነቶም ኣብ ዜሕዝን ኵነታት ዝነበሩ ህዝቡ ድማ ልዕል ከም ዜብሎም ርግጸኛ እዩ ነይሩ

  • “ብንእስነቱ ኣርዑት ኪጸውር” ተማሂሩ እዩ። ሓደ ሰብ ኣብ ግዜ ንእስነቱ ንእምነቱ ዚፍትን ፈተናታት ምጽዋሩ፡ ጸኒሑ ንዜጋጥሞ ጸገማት ኪሰግሮ ይሕግዞ

ኣብ መጻኢ ንዜጋጥም ጸገማት ክዳሎ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

 

ከም ዝጽበ ኸርኢ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧