ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ሰነ 2017

5-11 ሰነ

ኤርምያስ 51-52

5-11 ሰነ
  • መዝሙር 98ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ቃል የሆዋ ብዅሉ ዝርዝር ይፍጸም”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኤር 51:11, 28—የሆዋ ንባቢሎን ዚስዕራ መን ምዃኑ ተነበየ (it-2-E 360 ¶2-3)

    • ኤር 51:30—የሆዋ፡ ባቢሎን ንወራር ከም ዘይትምክት ተነበየ (it-2-E 459 ¶4)

    • ኤር 51:37, 62—የሆዋ፡ ባቢሎን ኣብ መወዳእታ ኸም እትባድም ተነበየ (it-1-E 237 ¶1)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኤር 51:25—ባቢሎን ከም “እተጥፍእ ከረን” እተገልጸት ስለምንታይ እያ፧ (it-2-E 444 ¶9)

    • ኤር 51:42—‘ባሕሪ ናብ ልዕሊ ባቢሎን ይመጽእ’ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (it-2-E 882 ¶3)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 51:1-11

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ኣብቲ “ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት” እተመስረተ ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ንዅሎም ኣስፋሕቲ ነቲ ብዓል ቤት ኣብ jw.org ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > HELP FOR THE FAMILY ዚርከብ ሓበሬታ ኼርእይዎ ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት