ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ሰነ 2016

6-12 ሰነ

መዝሙር 34-37

6-12 ሰነ
  • መዝሙር 1ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ብየሆዋ ተኣመን፡ ሰናይ ከኣ ግበር”፦ (10 ደቒቕ)

    • መዝ 37:1, 2—ኣብቲ ገበርቲ ኽፉእ ዚረኽብዎ ዚመስል ኣሳልጦ ዘይኰነስ፡ ንየሆዋ ኣብ ምግልጋል ኣተኵር (w03 1/12 9-10 ¶3-6)

    • መዝ 37:3-6—ብየሆዋ ተኣመን፡ ሰናይ ከኣ ግበር እሞ ኽትባረኽ ኢኻ (w03 1/12 10-13 ¶7-15)

    • መዝ 37:7-11—ኣምላኽ ንእኩያት ክሳዕ ዜጽንቶም ብትዕግስቲ ተጸበ (w03 1/12 13-14 ¶16-20)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 34:18—የሆዋ ነቶም “ስቡር ዝልቦም”ን “መንፈሶም እተደቝሰ”ን ብኸመይ እዩ ዚርእዮም፧ (w11 1/6 19)

    • መዝ 34:20—እዚ ትንቢት እዚ ኣብ የሱስ እተፈጸመ ብኸመይ እዩ፧ (w13 15/12 21 ¶19)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 35:19–36:12

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዛ ወርሒ እዚኣ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፡ ድሕሪኡ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጠሉ። ንኣስፋሕቲ ናይ ርእሶም ኣቀራርባ ኼዳልዉ ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት