ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ሰነ 2016

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 38-44

የሆዋ ንዝሓመሙ ይድግፎም

የሆዋ ንዝሓመሙ ይድግፎም

እሙናት ኣገልገልቲ፡ የሆዋ ኣብ ግዜ ጸበባ ኸም ዚድግፎም ኪተኣማመኑ ይኽእሉ እዮም

41:1-4

  • ዳዊት ኣዝዩ ሓመመ

  • ዳዊት ንትሑታት ይሓልየሎም ነበረ

  • ዳዊት ብተኣምራዊ መገዲ ኺሓዊ ኣይጽበን እዩ ነይሩ፣ ኣብ ክንዳኡስ፡ ምጽንናዕን ጥበብን ደገፍን ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠመተ

  • የሆዋ ንዳዊት ከም ሓደ ንጽህናኡ ዚሕሉ ሰብ ገይሩ ረኣዮ