ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ሰነ 2016

13-19 ሰነ

መዝሙር 38-44

13-19 ሰነ
  • መዝሙር 4ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • የሆዋ ንዝሓመሙ ይድግፎም”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 39:1, 2—ዘረባና ኽንሕሉ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (w09 15/5 4 ¶5w06 15/5 20 ¶13)

    • መዝ 41:9—የሱስ ንዅነታት ዳዊት ኣብ ገዛእ ርእሱ ዘውዓሎ ብኸመይ እዩ፧ (w11 15/8 13 ¶5፣ w08 15/9 5 ¶11)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 42:6–43:5

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 32

  • ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ!፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣብ jw.org እትርከብ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ (መዝሙር 24) ዘርእስታ ቪድዮ ኣርኢ። (ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ቪድዮታት ርአ።) [ነታ ቪድዮ እንተ ዘይረኺብካያ፡ ነታ ናይ እንግሊዝኛ ቪድዮ ብዘይ ድምጺ ወልዓያ እሞ፡ ኣሕዋት ብሙዚቃ ተሰንዮም ነታ መዝሙር ከም ዚዝምሩዋ ግበር።] ድሕሪኡ፡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ቈልዑ ናብ መድረኽ ዓዲምካ፡ ብዛዕባ እታ ቪድዮ ነዘን ስዒበን ዘለዋ ሕቶታት ሕተቶም፦ ኣብ ገነት ዚህሉ ለውጥታት እንታይ እዩ፧ እንታይ በረኸታት ክትረክብ ኢኻ እትጽበ ዘለኻ፧ ብዛዕባ ተስፋኻ ምስትንታንካ ንኽትጻወር ዚሕግዘካ ብኸመይ እዩ፧—2ቈረ 4:18

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 11 ሕ.ጽ. 20-22፡ “ሓዳረይ ብኸመይ ከመሓይሾ እኽእል፧” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 36ን ጸሎትን