ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ሚያዝያ 2017

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 29-31

የሆዋ ብዛዕባ ሓድሽ ኪዳን ተነበየ

የሆዋ ብዛዕባ ሓድሽ ኪዳን ተነበየ
ኣርኢ
ጽሑፍ
ስእሊ

የሆዋ፡ ሕጊ ሙሴ ብሓድሽ ኪዳን ከም ዚትካእን ዘለኣለማዊ ረብሓታት ከም ዚህልዎን ተነበየ

ሕጊ ሙሴ

 

ሓድሽ ኪዳን

የሆዋን ብስጋ እስራኤላውያንን

ተኻፈልቲ

የሆዋን መንፈሳውያን እስራኤላውያንን

ሙሴ

ማእከላይ

የሱስ ክርስቶስ

መስዋእቲ እንስሳታት

ሕጋዊ ዝዀነሉ

መስዋእቲ የሱስ

ጽላት እምኒ

እተጻሕፈ

ልቢ ሰባት