ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  መጋቢት 2017

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 5-7

ፍቓድ ኣምላኽ ምግባር ኣቋረጹ

ፍቓድ ኣምላኽ ምግባር ኣቋረጹ

7:1-4, 8-10, 15

  • ኤርምያስ ሓጢኣትን ግብዝናን እስራኤላውያን ብትብዓት ኣቃልዐ

  • እስራኤላውያን ነታ ቤተ መቕደስ፡ ካብ ጸላእቶም ከተዕቍቦም ከም እትኽእል ገይሮም ሓሲቦምዋ ነበሩ

  • የሆዋ እቲ ብልምዲ ዚግበር መስዋእቲ ንሕማቕ ተግባራት መሸፈኒ ኸም ዘይከውን ኣፍለጦም

ነዚ ዚስዕብ ሕሰበሉ፦ ኣምልኾይ ምስ ፍቓድ የሆዋ ኸም ዚሰማማዕን ንማለቱ ዚግበር ከም ዘይኰነን ብኸመይ ከረጋግጽ እኽእል፧

ኤርምያስ ኣብ ኣፍ ደገ ቤት የሆዋ