ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ መጋቢት 2016

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኣስቴር 6-10

ኣስቴር ጥቕሚ ርእሳ ብምስዋእ፡ ምእንቲ የሆዋን ምእንቲ ህዝቡን ስጕምቲ ወሰደት

ኣስቴር ጥቕሚ ርእሳ ብምስዋእ፡ ምእንቲ የሆዋን ምእንቲ ህዝቡን ስጕምቲ ወሰደት
ኣርኢ
ስእሊ
ጽሑፍ

ኣስቴር ብትብዓትን ጥቕሚ ርእሳ ብምስዋእን ንየሆዋን ንህዝቡን ተሓለቐትሎም

8:3-5, 9

  • ኣስቴርን ማርዶካይን ብደሓን ይነብሩ ነበሩ። ሃማን ንዅሎም ኣይሁድ ንምጽናት ዘመሓላለፎ ትእዛዝ ግና፡ ናብ ኵሉ ዅርናዓት እቲ ግዝኣት ተዘርጊሑ ነበረ

  • ኣስቴር ከይተጸውዐት ኣብ ቅድሚ ንጉስ ብምቕራብ፡ ከም ብሓድሽ ንህይወታ ኣብ ሓደጋ ኣእተወታ። እቲ ንጉስ ነቲ ኣዋጅ ምእንቲ ኺስርዞ ኸኣ፡ ኣብ ክንዲ ህዝባ እናበኸየት ለመነቶ

  • ብስም ንጉስ እተመሓላለፈ ትእዛዝ ኪስረዝ ኣይክእልን እዩ ነይሩ። ስለዚ፡ እቲ ንጉስ ንኣስቴርን ንማርዶካይን ሓድሽ ሕጊ ጽሒፎም ኬመሓላልፉ ስልጣን ሃቦም

የሆዋ ንህዝቡ ዓብዪ ዓወት ሃቦም

8:10-14, 17

  • ካልኣይ ኣዋጅ ተመሓላለፈ፣ እዚ ኸኣ፡ ኣይሁድ ንርእሶም ኪከላኸሉላ ዚፈቅድ ነበረ

  • ፈረሰኛታት ብፍጥነት ናብ ኵሉ ኽፍሊ እቲ ግዝኣት ከዱ፣ ኣይሁድ ከኣ ንውግእ ተዳለዉ

  • ብዙሓት ሰባት፡ ኣይሁድ ሞገስ ኣምላኽ ከም ዘለዎም ረኣዩ፣ በዚ ድማ ኣይሁድ ጵሮሴሊት ኰኑ