ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ መጋቢት 2016

28 መጋቢት–3 ሚያዝያ

እዮብ 11-15

28 መጋቢት–3 ሚያዝያ
  • መዝሙር 12ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕን ካብኡ ንታሕትን)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • እዮብ ኣብ ትንሳኤ ምትእምማን ነበሮ”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • እዮብ 12:12—ብዕድመ ዓበይቲ ዝዀኑ ክርስትያናት ነቶም ብዕድመ ንኣሽቱ ዝዀኑ ክርስትያናት ኪሕግዝዎም ዓቕሚ ዘለዎም ስለምንታይ እዩ፧ (g99-E 22/7 11፡ ሳጹን)

    • እዮብ 15:27—ኤልፋዝ ብዛዕባ እዮብ፡ “ገጹ ኣስብሔ” ኺብል ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧ (it-1-E 802 ¶4)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እዮብ 14:1-22 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ fg ትምህርቲ 13 ¶1—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር። (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ fg ትምህርቲ 13 ¶2—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር። (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ fg ትምህርቲ 13 ¶3-4 (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 55

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)

  • ሳላ በጃ እንረኽቦ ትንሳኤ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣብቲ “ቕድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ድለዩ!” ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2014 እተራእየት ቪድዮ ብምርኣይ ዛዝም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ lv ምዕ. 8 ሕ.ጽ. 1-10 (30 ደቒቕ)

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 33ን ጸሎትን