ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  መስከረም 2017

 ክርስትያናዊ ህይወት

ዘመድካ ምስ ዚውገድ እሙን ኩን

ዘመድካ ምስ ዚውገድ እሙን ኩን

ነታ ፍርድታት የሆዋ ብተኣማንነት ደግፍ—ካብ ዘይንስሑ ኣበስቲ ርሓቕ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ወለዲ ሶንያ እንታይ ንተኣማንነቶም ዚፍትን ኵነታት እዩ ኣጋጢምዎም፧

  • እሙናት ኪዀኑ ዝሓገዞም እንታይ እዩ፧

  • እቲ ንየሆዋ ዘርኣይዎ ተኣማንነት ንሶንያ ብኸመይ ጠቒምዋ፧