ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  መስከረም 2017

 ክርስትያናዊ ህይወት

ክትፍተን ከለኻ እሙን ኩን

ክትፍተን ከለኻ እሙን ኩን

ነታ ከም የሱስ እሙን ኩን—ክትፍተን ከለኻ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ሰርጌ ንኣምላኽ ኪኽሕድ እተፈተነ ብኸመይ እዩ፧

  • እሙን ኪኸውን ዝሓገዞ እንታይ እዩ፧

  • እሙን ብምዃን ንየሆዋ ዝወደሶ ብኸመይ እዩ፧