ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  መስከረም 2017

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዳንኤል 1-3

ንየሆዋ እሙን ምዃን በረኸት የምጽእ

ንየሆዋ እሙን ምዃን በረኸት የምጽእ

እቲ ብዛዕባ እቶም ሰለስተ እብራውያን ዚገልጽ ጸብጻብ ነቲ ንየሆዋ እሙናት ክንከውን ዝገበርናዮ ቘራጽነት ኬደልድሎ ይኽእል እዩ።

3:16-20, 26-29

ብመሰረት እዚ ዚስዕብ ጥቕስታት፡ ንየሆዋ እሙን ምዃን እንታይ የጠቓልል፧