ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  መስከረም 2017

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዳንኤል 4-6

ንየሆዋ ወትሩ ተገልግሎ ዲኻ፧

ንየሆዋ ወትሩ ተገልግሎ ዲኻ፧

ዳንኤል ጸሎት ዘጠቓለለ ጽቡቕ መንፈሳዊ ልማድ ነበሮ። ነቲ ዝነበሮ ጽቡቕ መንፈሳዊ ልማድ፡ ዝዀነ ይኹን ነገር፡ እንተላይ ንጉሳዊ ትእዛዝ ኪዓናቕፎ ኣይፈቐደን

6:10

ጽቡቕ መንፈሳዊ ልማድ ነዚ ዚስዕብ የጠቓልል፦