ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ መስከረም 2016

26 መስከረም–2 ጥቅምቲ

መዝሙር 142-150

26 መስከረም–2 ጥቅምቲ
  • መዝሙር 55ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • የሆዋ ዓብይን ብዙሕ ውዳሰ ዚግብኦን እዩ”፦ (10 ደቒቕ)

    • መዝ 145:1-9—ዕቤት የሆዋ ደረት የብሉን (w04 15/1 10 ¶3-4፣ 11 ¶7-8፣ 14 ¶20-21፣ 15 ¶2)

    • መዝ 145:10-13—እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ ንዕኡ ይውድስዎ (w04 15/1 16 ¶3-6)

    • መዝ 145:14-16—የሆዋ ንእሙናት ኣገልገልቱ ይድግፎምን ይዕንግሎምን (w04 15/1 17-18 ¶10-14)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 143:8—እዛ ፍቕዲ እዚኣ፡ መዓልቲ መዓልቲ ንየሆዋ ኸነኽብሮ እትሕግዘና ብኸመይ እያ፧ (w10 15/1 21 ¶1-2)

    • መዝ 150:6—እታ ኣብ መጽሓፍ መዝሙር ዘላ ናይ መወዳእታ ፍቕዲ እንታይ ግዴታ እያ እተጕልሕ፧ (it-2 448)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 145:1-21

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) 1ጴጥ 5:7—ሓቂ ምሃር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 37:9-11—ሓቂ ምሃር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 9 ¶3—እቲ ተምሃራይ ነቲ ትምህርቲ ኺትግብሮ ሓግዞ።

ክርስትያናዊ ህይወት