ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ሕዳር 2017

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኣሞጽ 1-9

‘ንየሆዋ ድለይዎ እሞ ብህይወት ክትነብሩ ኢኹም’

‘ንየሆዋ ድለይዎ እሞ ብህይወት ክትነብሩ ኢኹም’

5:6, 14, 15

ንየሆዋ ምድላይ እንታይ ማለት እዩ፧

  • ብዛዕባኡ ኸየቋረጽና ምስ እንምሃርን ብስርዓታቱ ምስ እንመላለስን ንየሆዋ ንደልዮ ኣሎና ማለት እዩ።

እስራኤላውያን ንየሆዋ ምድላይ ምስ ኣቋረጹ እንታይ ኣጋጢምዎም፧

  • ‘ክፉእ ምጽላእ፡ ጽቡቕ ከኣ ምፍቃር’ ኣቋረጹ

  • ባህ ኣብ ዜብሎም ነገራት ጥራይ ኣተኰሩ

  • ንመምርሒ የሆዋ ነጸግዎ

የሆዋ፡ ንዕኡ ኽንደልዮ ዚሕግዝ እንታይ መሰናድዎ እዩ ሂቡና፧