ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ሕዳር 2017

27 ሕዳር–3 ታሕሳስ

ናሆም 1–ኣንባቆም 3

27 ሕዳር–3 ታሕሳስ
  • መዝሙር 129ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ብመንፈሳዊ መዳይ ንቑሕን ንጡፍን ኩን”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ናሆ 1:8፣ 2:6—ነነዌ ዝጸነተት ብኸመይ እያ፧ (w07 15/11 9 ¶2)

    • ኣን 3:17-19—ኣብ እዋን ኣርማጌዶን ወይ ቅድሚኡ፡ ጸገም ምስ ዜጋጥመና፡ ብዛዕባ እንታይ ኢና ርግጸኛታት ክንከውን እንኽእል፧ (w07 15/11 10 ¶10)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኣን 2:15–3:6

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) hf—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) hf—እታ ብሮሹር ኣብ ዝሓለፈ ምብጻሕ ተዓዲላ ነይራ እያ። ተመላሊስካ ምብጻሕ ብኸመይ ከም እትገብር ኣርኢ።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) w16.03 23-25—ፍረ ነገር፦ ኣብ ጉባኤኻ ኽትሕግዝ ትኽእልዶ፧

ክርስትያናዊ ህይወት