ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ሕዳር 2016

7-13 ሕዳር

ምሳሌ 27-31

7-13 ሕዳር
  • መዝሙር 3ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኽኢላ ሰበይቲ ይገልጽ”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ምሳ 27:12—ንመዘናግዒ ብዚምልከት ጐራሓት ምዃንና ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (w15 1/7 8 ¶3)

    • ምሳ 27:21—‘ሰብ በቲ ዚውሃቦ ውዳሰ ኺፍተን’ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (w11 1/8 28 ¶7w06 15/9 19 ¶12)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ምሳ 29:11–30:4

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ኣስፋሕቲ ናይ ገዛእ ርእሶም ኣቀራርባ ኼዳልዉ ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት