ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ሕዳር 2016

21-27 ሕዳር

መክብብ 7-12

21-27 ሕዳር
  • መዝሙር 41ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ብመዓልትታት ንእስነትካ ነቲ ዓብዪ ፈጣሪኻ ዘክሮ”፦ (10 ደቒቕ)

    • መክ 12:1—መንእሰያት ንግዜኦምን ንሓይሎምን ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ ኬውዕልዎ ኣለዎም (w14 15/1 18 ¶3፣ 22 ¶1)

    • መክ 12:2-7—መንእሰያት በቲ ምስ ዕድመ ምድፋእ ዚመጽእ “መዓልትታት ጭንቂ” ኣይድረቱን እዮም (w08 15/11 23 ¶2፣ w06 1/11 16 ¶9)

    • መክ 12:13, 14—ንየሆዋ ምግልጋል፡ ትርጉም ዘለዎ ህይወት ክትነብር ዜኽእል ዝበለጸ መገዲ እዩ (w11 1/11 21 ¶1-6)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መክ 10:1—‘ንእሽቶ ዕሽነት ንጥበብ ዚዕብልላ’ ብኸመይ እዩ፧ (w06 1/11 16 ¶5)

    • መክ 11:1—“ንእንጌራኻ ናብ ማያት ደርብዮ” ኺብሃል ከሎ እንታይ ማለት፧ (w06 1/11 16 ¶7)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መክ 10:12–11:10

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) 2ጢሞ 3:1-5—ሓቂ ምሃር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 44:27–45:2—ሓቂ ምሃር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 25-26 ¶18-20—ናብ ኣኼባታት ዓድሞ።

ክርስትያናዊ ህይወት