ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ሓምለ 2017

17-23 ሓምለ

ህዝቅኤል 18-20

17-23 ሓምለ
  • መዝሙር 125ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • የሆዋ ይቕረ እንተ ኢሉልና፡ ንጌጋና ይርስዖ ድዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)

    • ህዝ 18:19, 20—የሆዋ ንነፍሲ ወከፍ ሰብ ብተግባራቱ ይጸባጸቦ እዩ (w12 1/7 18 ¶2)

    • ህዝ 18:21, 22—የሆዋ ንእተነስሑ ሰባት ይቕረ ኺብለሎም ድሉው እዩ፣ ንሓጢኣቶም ከኣ ኣይዝክሮን እዩ (w12 1/7 18 ¶3-7)

    • ህዝ 18:23, 32—የሆዋ ንእኩይ ሰብ ምጥፋእ ከም ናይ መወዳእታ ኣማራጺ ገይሩ እዩ ዚርእዮ። (w08 1/4 8 ¶4w06 1/12 27 ¶11)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ህዝ 18:29—እስራኤላውያን ብዛዕባ የሆዋ ግጉይ ኣረኣእያ ዘማዕበሉ ስለምንታይ እዮም፧ ንሕናኸ ኻብ ከምዚ ዝኣመሰለ ጌጋ ኽንሕሎ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (w13 15/8 11 ¶9)

    • ህዝ 20:49—ህዝቢ እስራኤል፡ ህዝቅኤል ‘ብሕንቅሕንቅሊተያት ይዛረቦም’ ከም ዝነበረ ገይሮም ዝሓሰቡ ስለምንታይ እዮም፧ እዚኸ ንዓና ብኸመይ እዩ መለበሚ ዚዀነና፧ (w07 1/7 14 ¶3)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ህዝ 20:1-12

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) 1ዮሃ 5:19—ሓቂ ምሃር። ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዘፍ 3:2-5—ሓቂ ምሃር። ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር። (mwb16.08 8 ¶2 ርአ።)

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) w16.05 32—ፍረ ነገር፦ ሓደ ሰብ ካብ ውገዳ ኸም እተመልሰ ምልክታ ምስ ተነግረ፡ እታ ጉባኤ ኸመይ ገይራ ሓጐሳ ኽትገልጽ ትኽእል፧

ክርስትያናዊ ህይወት