ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ሓምለ 2016

18-24 ሓምለ

መዝሙር 74-78

18-24 ሓምለ
  • መዝሙር 9ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ግብርታት የሆዋ ዘክር”፦ (10 ደቒቕ)

    • መዝ 74:16፣ 77:6, 11, 12—ብዛዕባ ግብርታት የሆዋ ኣስተንትን (w15 15/8 10 ¶3-4፣ w04 1/3 19-20፣ w03 1/7 10 ¶6-7)

    • መዝ 75:4-7—ግብርታት የሆዋ፡ ንጉባኤኡ ዚኣልዩ ትሑታት ሰብኡት ምሻም እውን የጠቓልል (w06 15/7 11 ¶2፣ it-1-E 1160 ¶7)

    • መዝ 78:11-17—የሆዋ ምእንቲ ህዝቡ ዝገበሮ ነገራት ዘክር (w04 1/4 21-22)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 78:2—ኣብዛ ፍቕዲ እዚኣ ዘሎ ትንቢት ኣብቲ መሲሕ እተፈጸመ ብኸመይ እዩ፧ (w11 15/8 11 ¶14)

    • መዝ 78:40, 41—ብመሰረት እዚ ፍቕድታት እዚ፡ ተግባራትና ንየሆዋ ኺጸልዎ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (w12 1/11 14 ¶5w11 1/7 10)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 78:1-21

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.4 16—ወፈያ ኺግበር ከም ዚከኣል ጥቐስ።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.4 16

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 5 ¶6-7

ክርስትያናዊ ህይወት