ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ሓምለ 2016

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 69-73

ህዝቢ የሆዋ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ቕንኣት ኣለዎም

ህዝቢ የሆዋ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ቕንኣት ኣለዎም

ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ዘሎና ቕንኣት ብንጹር ኪርአ ኣለዎ

69:9

  • ዳዊት ኣብ መላእ ህይወቱ ንየሆዋ ዘለዎ ቕንኣት ኣርኣየ

  • ዳዊት ንስም የሆዋ ንዚቀናቐን ወይ ንዚጸርፍ ዘበለ ኣይተጻወሮን

ብዕድመ ዝደፍኡ ክርስትያናት ንመንእሰያት፡ ቀናኣት ኪዀኑ ኺሕግዝዎም ይኽእሉ እዮም

71:17, 18

  • ጸሓፊ እዛ መዝሙር እዚኣ፡—ምናልባት ዳዊት ኪኸውን ይኽእል እዩ—ንዚቕጽል ወለዶ ኼተባብዕ ባህጊ ኸም ዘለዎ ገለጸ

  • ወለድን ተመክሮ ዘለዎም ክርስትያናትን ንመንእሰያት ኬሰልጥኑ ይኽእሉ እዮም

ቅንኣትና ብዛዕባ እቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ እተምጽኣሎም ነገራት ንኻልኦት ክንዛረብ ይድርኸና

72:3, 12, 14, 16-19