ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ  |  ለካቲት 2017

27 ለካቲት–5 መጋቢት

ኢሳይያስ 63-66

27 ለካቲት–5 መጋቢት
  • መዝሙር 145ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን ንዓብዪ ሓጐስ ምኽንያት ይኸውን”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኢሳ 65:17—‘እቲ ናይ ቀደም ኣይኪዝከርን እዩ’ (ip-2-E 383 ¶23)

    • ኢሳ 65:18, 19—ዓብዪ ሓጐስ ኪህሉ እዩ (ip-2-E 384 ¶25)

    • ኢሳ 65:21-23—ህይወት ዜዕግብ ኪኸውን እዩ፣ ሰባት ድማ ቅሳነት ኪስምዖም እዩ (w12 15/9 9 ¶4-5)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኢሳ 63:5—ንኣምላኽ ነድሩ ዚድግፎ ብኸመይ እዩ፧ (w07 15/1 11 ¶7)

    • ኢሳ 64:8—የሆዋ ኸም ሰራሒ ኻይላ መጠን ንስልጣኑ ዚጥቀመሉ ብኸመይ እዩ፧ (w13 15/6 24-25 ¶3-5)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 63:1-10

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤፌ 5:33—ሓቂ ምሃር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) 1ጢሞ 5:8፣ ቲቶ 2:4, 5—ሓቂ ምሃር።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 66:23w06 1/11 30-31 ¶14-17—ፍረ ነገር፦ ኣኼባና—ነባሪ መዳይ ኣምልኾና

ክርስትያናዊ ህይወት