ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ሓንቲ መንእሰይ ሓብቲ ኣብ ክፍላ ቴማ ተቕርብ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ለካቲት 2017

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

መጽሔት ንቕሑ! ንምብራካትን ብዛዕባ መበቈል ህይወት ዚገልጽ ሓቂ ንምስትምሃርን ዚሕግዝ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት። ነቲ ኣብነታት ተጠቒምካ ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንየሆዋ እዙዝ ምዃን በረኸት የምጽእ

የሆዋ ኣምላኽ ብፍቕሪ ተደሪኹ ብኸመይ ክንነብር ከም ዘሎና ይሕብረና።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ክርስቶስ ምእንታና መከራ ጸገበ

ሞት የሱስ ነቲ ሰይጣን ዘቕረቦ ንተኣማንነት ኣገልገልቲ ኣምላኽ ዚምልከት ብድሆ መልሲ ሂቡሉ።

ክርስትያናዊ ህይወት

ደቅኻ ኣብ ፈጣሪ ድልድልቲ እምነት ክትህልዎም ሓግዞም

ደቅኻ ብዛዕባ መበቈል ህይወት እንታይ ይኣምኑ፧ የሆዋ ኣምላኽ ፈጣሪ ምዃኑ እምነት ምእንቲ ኼሕድሩ ብኸመይ ክትሕግዞም ትኽእል፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

‘ዓመት ጽቡቕ ፍቓድ የሆዋ ኣውጅ’

“ዓመት ጽቡቕ ፍቓድ የሆዋ፡” ቃል ብቓሉ ዓመት ድያ፧ እዚ እዋን እዚ ምስ ዕዮ ስብከት መንግስቲ ኣምላኽ ብኸመይ ይተሓሓዝ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

ንመጽሓፍ ቅዱሳዊ ጽሑፋት ብጥበብ ተጠቐመሉ

እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋትና፡ ተሓቲሙ፡ ኣብ መላእ ዓለም ናብ ዚርከባ ጉባኤታት ዚለኣኽ ብብዙሕ ጻዕርን ወጻኢታትን እዩ። ንኻልኦት ጽሑፋት ኣብ እትህበሉ እዋን ምስትውዓል ተጠቐም።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሳላ ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን ዓብዪ ሓጐስ ይርከብ

እቲ ኣምላኽ ዘተስፈዎ ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን ሎሚ ንዓና እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

ብተስፋኻ ተሓጐስ

ተስፋ ልክዕ ከም መልህቕ እያ። ብዛዕባ እቲ ኣብ ቃል ኣምላኽ ተመዝጊቡ ዚርከብ ተስፋ ምስ እነስተንትን ከም ማዕበል ዝኣመሰለ ፈተናታት ኬጋጥመና ኸሎ ሓጐስናን ንጽህናን ዓቂብና ኽንመላለስ ይሕግዘና።