ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ለካቲት 2016

 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ነህምያ 5-8

ነህምያ ብሉጽ ሓላዊ ነበረ

ነህምያ ብሉጽ ሓላዊ ነበረ

ቲሽሪ 455 ቅ.ክ.

8:1-18

  1. ኣብዚ ግዜ እዚ ኣቢሉ፡ ነቶም ህዝቢ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ንኼምልኹ ኺእከቡ ዝኣዘዞም ነህምያ ኪኸውን ይኽእል እዩ

  2. ዓብዪ ሓጐስ ኰ

  3. ርእስታት ስድራ ቤት፡ ንሕጊ ኣምላኽ ብኸመይ ጠቢቖም ኪሕልዉ ኸም ዚኽእሉ ኺፈልጡ ተኣከቡ

  4. እቶም ህዝቢ ነቲ ዜሐጕስ በዓል ዳስ ኬብዕሉ ተዳለዉ