ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ለካቲት 2016

29 ለካቲት–6 መጋቢት

ኣስቴር 1-5

29 ለካቲት–6 መጋቢት
  • መዝሙር 3ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ኣስቴር ንህዝቢ ኣምላኽ ተሓለቐትሎም”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ኣስቴር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ኣስ 3:5-9—ሃማን ንህዝቢ ኣምላኽ ኬጥፍኦም ሃቀነ (ia-E 131 ¶18-19)

    • ኣስ 4:11–5:2—ኣስቴር ንፍርሂ ሞት እተሰንፍ እምነት ኣርኣየት (ia-E 125 ¶2፣ 134 ¶24-26)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኣስ 2:15—ኣስቴር ትሕትናን ርእሰ ግትኣትን ዘርኣየት ብኸመይ እያ፧ (w06 1/3 9 ¶7)

    • ኣስ 3:2-4—ማርዶካይ ንሃማን ዘይሰገደሉ ስለምንታይ ኪኸውን ይኽእል፧ (ia-E 131 ¶18)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኣስ 1:1-15 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ነታ ንኣምላኽ ስምዓዮ ዘርእስታ ብሮሹር ኣበርክት። ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ድማ ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ነታ ንኣምላኽ ስምዓዮ ዘርእስታ ብሮሹር ንእተቐበለ ሰብ ተመላሊስካ ምብጽሕ ብኸመይ ከም ዚግበረሉ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። ነቲ ኣብ ገጽ 2-3 ዘሎ ሓሳብ ድማ ተመያየጥሉ። ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ከኣ ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኣብቲ ናይ ፈለማ ምብጻሕ እቲ ብዓል ቤት ነታ ንኣምላኽ ስምዓዮ ዘርእስታ ብሮሹር ንእተቐበለ ሰብ፡ በቲ ኣብታ ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ ዘርእስታ ብሮሹር ኣብ ገጽ 4-5 ዘሎ ሓሳብ ተጠቒምካ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪምራሕ ከሎ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። (km 7/12 2-3 ¶4)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 38

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ)

  • ካብቲ ሓድሽ ኣገባብ ኣኼባን ደብተር ኣኼባን ትጥቀምዶ ኣለኻ፧፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ሰማዕቲ ኻብዚ ሓድሽ ኣኼባ ብውልቆም ብኸመይ ከም እተጠቕሙ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም። ኵሎም ዝያዳ ጥቕሚ ምእንቲ ኺረኽቡ ብግቡእ ኪዳለዉ ኣተባብዓዮም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ lv ምዕ. 7 ሕ.ጽ. 1-9፡ ኣብ ገጽ 76-78 ዘሎ ሳጹን (30 ደቒቕ)

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 37ን ጸሎትን